Fana: At a Speed of Life!

 “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ ተኻይዱ።

ብትካል ግብረ ሰናይ ዓለም ኣቢሉ ዝተኻየደ እቲ ዘተ ቀንዲ ትኹረቱ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላም ብዘለዎም ረብሓ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

“ስእነት ሰላምናን መበገሲ ባእስናን ዘይምፍላጥ ኢዩ” ዝበሉ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ትካል ግብረ ሰናይ ዓለም ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ እየሱስ ሱራፌል፥ ንሕና መራሕቲ ሃይማኖትን ሰዓብቲን ናይ ምምሃርን ምፍላጥን ግዴታ ኣለና ኢሎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ስእነት ሰላም ንምምላስ ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትምህርቲ ሃይማኖትን ብምሃብ በርቲዕኻ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.