Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ኣሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ክሳብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት 10 ማእኸለዎት ኣብ ዓውዲ ምፍራይ ዝተወፈሩ ከምኡ እውን 8 ትካላት ብድምሩ 199 ተሳተፍቲ ክተኣናገዱ ኢዮም ተባሂሉ፡፡

ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ኣቦዘነች ነጋሽ ከምዝገለፀኦ፥ 50 ሚኢታዊ ኢንተርፕራይዛት ናይ ደቂ ኣንስትዮ እንትኾኑ፤ ሓሙሽተ ኢንተርፕራይዛት ድማ ናይ ጉድኣት ኣካል ኢዮም፡፡

ኣብቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 22 ሺሕ ሰባት ክጉብንዩዎ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ዝሓበራ እተን ዳይሬክተር፥ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ክርከብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ብፈትያ ኣወል

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.