Fana: At a Speed of Life!

ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ለዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

እቶም ተጠርጠርቲ 5 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ።

እቲ ገንዘብ ከራብሕ ኢየ ዝበለ ተጠርጣሪ ናይጄሪያዊ እነትኸውን፥ ምስ ካልኦት ተሓባበርቱ ብምዃን ተግባር ገበን ንምፍፃም ኣብ ምድላው እንተሎ ኢዩ ኣብ ቁፅፀር ውዒሉ።

ብተወሳኺ ብመጠን ብር ተቖራሪፆም ዝተሰናድኡ ብዙሓት ወረቓቕቲ፣ ኬሚካልን መሐተሚ ማሽንን ከምዝተትሓዘ ካብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝረከበናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.