Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ኢቶ ታካኮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን።

መንገስቲ ጃፓን ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ማእኸል መሰልጠኒ ዓለባ ሰላም ህፃናት ዝውዕል 49 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ።

ብተመሳሳሊ 10 ማሽናት ስፌትን ካልኦት ናውቲን ነቲ ማእኸል መሰልጠኒ ሓገዝ ከምዝገበረ እተን ኣምባሳደረ ተዛሪበን።

መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ኢቶ ታካኮ ኣፍሊጠን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.