Fana: At a Speed of Life!

ጓል 4 ዓመት ህፃን ዝሰወሩ ውልቀ ሰባት ብማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሸካ ጓል ኣርባዕተ ዓመት ህፃን ዝሰወሩ ውልቀ ሰባት ብማእሰርቲ ተቐፂዖም።

ጉዳዮም ዝተመልከተ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሸካ፥ ተኸሰስቲ መለሰ ተመስገንን ታምራት ኣለሙን ብዝተወደበ መገዲ ህፃን ካብ ትነብረሉ ሰፈር ብበዓልቲ ሰለስተ እግሪ ተሸከርካሪት ሒዞም ከምዝተሰወሩ መቃል ሰኻኽር ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተረጋገፀ ተሓሩ።

ኣድራሻ እታ ህፃን ክሳብ ሕዚ ከምዘይተፈለጠን ሰዊሮም ከምዘትረፉዋን ዘተገለፀ እንትኸውን፥ ሕዚ እውን ኣለሻ ከምዝቐፀለ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ተኸሰስቲ ብገበን ሕጊ ፌዴሪኢ ብንግዲ ሰብን ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋር ገበንን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝወፅአ ሐጊ ብምትሕልላፍ ጥፍኣተኛ ተባሂሎም።

ብመሰረት እዚ ቀዳማይ ተኸሳሲ መለሰ ተመስገን ብ9 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲን ብ10 ሺሕ ብር ከምኡ እውን 2ይ ተኸሳሲ ታምራት ኣለሙ ብ10 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲን ብ10 ሺሕ ብርን ተቐፂም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.