Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ሃገራት ንመስፋሕፍሒ ተሓዳሲ ሓይሊ ዝኸውን 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ዳይሮክተሬት ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዘፅደቐ፥ ኣብ ከባቢታት በረኻ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ሱዳንን ንዝነብሩ ሰባት ሓይሊ ኤሌክትሪ ነክረኽቡ ኢዩ።

እቲ ደገፍ ንመስፋሕፍሒ ተሓዳሲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍራይ ንዝግበር ምንቅስቓስ ዝድግፍ ከምዝኾነ እቲ ቦርድ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ሓቢሩ።

እዚ ድማ ኣብቲ ቀጣና ተሓዳሲ ሓይሊ ኣብ ምምዕባል ንዝረአ ክፍተት ዝምልእ ከምዝኾነ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.