Fana: At a Speed of Life!

ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ፍሪያት ኣቮካዶ ውፅኢታዊ ኮይኑ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ፍሪያት ኣቮካዶ ውፅኢታዊ ኮይኑ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንባዕልትና ብምግቢ ንምኽኣል፣ ኣብ ስንዳይ ከምዝገበርናዮ ኣብ ኣሕምልትን ፍራምረን ዓቕምና መጥንኻር ኣለና” ኢሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ቅድመ ሐዚ በፍላይ ሰደድ ንግዲ ፍሪያት ኣቮካዶ ኣብ ውሑዳት ዓማውቲ ምስ ሰደድ ንግዲ ቡና ዝመዓራረ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተዛሪቦም ነይሮም።

ኣብ ወርሒ መስከረም 2013 ዓ.ም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኣካል ምቁፅፃር ፅርየት ፍቓድ ዝተውሃቦ ፍሪያት ኣቮካዶ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮፓ ብምልኣኽ ዓለም ለኸ ዕዳጋ እቲ ፍሪያት ምሕዋስ ምኽኣላ ይዝከር።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.