Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፈልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፈልይቲ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔት ዌበር ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካን ዘድሃበ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣምባሳደር ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ብተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንክኸውን ኣብ ክሊ ዝተገበረ ውሳነ ደው ምባል ተዂሲ አወን ዘተ ገይሮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.