Fana: At a Speed of Life!

ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን-ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሚያዝያ 1 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ፖሊስ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ፅባሕ 2 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ ገሊፁ።

እቲ ውድድር ከማልኦ ዝግባእ ሕጋዊ ኣፍልጦ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዘይረኸበ ከምዝኾነ እውን ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.