Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓደጋ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ አንትኸውን፥ ፍሉይ ሽሙ “ሰብስቤ ዋሻ” ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ሓደጋ ዘጋጠማ ናይ ህዝቢ መመላለሲ ተሽከርካሪት ካብ ከተማ ሮቤ ናብ ሻሸመኔ እንትትጓዓዝ ዝነበረት ክምዝኾነት ኦቤን ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.