Fana: At a Speed of Life!

ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር “ላሊና” ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር “ላሊና” ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ምግባር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብኣካብነት ዝመርሑዎ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ተፋሰሳት ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ኣካይዱ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.