Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ  ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም።

ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዘተኦም፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1963 ጀሚሩ ምስ ደቡብ ኮሪያ ጥቡቕ ርክብ ከምዝነበራ ኣዘኻኺሮም።

እዚ ንዘበናት ዝተሳገረ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ብዝበለፀ ብምጥንኻር፥ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ብመንግስቲ እናተገበረ ዝርከብ ተግባር ለውጢ ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምንካይ ድኽነትን ሓገዝ ንኽትገብር ሓቲቶም።

ኢትዮጵያ እናካየደቶም ኣብ ዝርከቡ ጉዕዞ ለውጢ ዓመታት ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ዕድላትን ንኽሳተፉ እውን ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.