Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣግሊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምግላላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

እታ ሃገር ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ምቁራፃ ሚኒስቴር ጉደያታ ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ገሊፁ ኣሎ።

ሩሲያ ነዚ ውሳነ ኣመሓላሊፋቶ ዘላ፥ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትማሊ ፌዴሬሽን ሩሲያ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡተራት መንግስታት ንኽትእገድ ውሳነ ምሕላፉ ስዒቡ ኢዩ።

ሩሲያ ብውሕመ ዝተመሓላለፈ ውሳነ እገዳ ሓንቲ ሉኣላዊት ኣባል ውድብ ሕራት መንግስታት ንምቕፃዕ ተሓሲቡ ዝተገበረ፤ ዘይሕጋዊ ውሳነን ፖለቲካዊ ዕላማ ንምፅንን ዝተወሰደ ስጉምቲ ኢዩ ምባላ ሲጂቲኤን ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.