Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ሀልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ።

እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ዝተኻየደ፥ ኣብ ዓለም ለኸ ሰሙን ጥዕና ሰራሕተኛታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዴኤታ ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ከልልን ተረኺቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.