Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ሶማሊያ ብባርዕ ሓዊ ንብረቶም ንዝዓነዎም ነጋዶ ደገፍ 12 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ሶማሊያ ኣብ ከተማ ሃርጌሳ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንብረቶም ንዝዓነዎም ነጋዶ ደገፍ 12 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።

ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ዋሄን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 28 ሰባት ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኢዩ።

ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ንብረት እውን መዕናዉ  ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ስለዝኾነ መንግስቲ ሶማሊያ ብባርዕ ሓዊ ንብረቶም ንዝዓነዎም ነጋዶ ደገፍ 12 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ ኢሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.