Fana: At a Speed of Life!

ንኣባላት ቦርድ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሹመት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ቦርድ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሹመት ተዋሂቡ።

እቲ ሹመት ብመሰረት ኣዋጅ ቁፀሪ 1238/2ዐ13 ዝተውሃበ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ፡-

  1. ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣካቢ
  2. ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ካብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣባል
  3. ኣምባሳደር ሀሰን አብዱልቃድር ካብ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣባል
  4. ዶክተር ኣጋረደች ጀማነህ ካብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣባል
  5. ዶክተር በድሉ ዋቅጅራ ካብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣባል
  6. ዶክተር መሳይ ገብረማርያም ካብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣባል
  7. ዶክተር ወዳጀነህ ማህረነ አማኻሪ ኣባል
  8. ቀሲስ ታጋይ ታደለ ካብ ትካላት ሃይማኖት ኣባል
  9. ኡስታዝ ያሲን ኑሩ ካብ ትካላት ሃይማኖት ኣባል ብምዃን ተሸይሞም።

እቲ ሹመት ብ11 ተቓውሞን 17 ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂ ከምዝፀደቐ ተገሊፁ።

እቶም ተሸወምቲ ቃለ ማሕላ ከምዝፈፀሙ ካብ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.