Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ  ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ኣኼባ፥ ቃለ ጉባኤ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ሹመት ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ምፅዳቕን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን ብምድማፅ ዕለታዊ ኣኼብኡ ከምዝዛዝም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.