Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ስግግር ኢንተርፕራይዛት ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ስግግር ኢንተርፕራይዛት ንመበል 12 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ገልማ አባ ገዳ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌደራልን ከምኡ’ውን ፃዊዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡

740 ኢንተርፕራይዛት ካብ ደቀቕትን ኣናእሽትን ናብ ማእኸላይ ኢንተርፕራይዝ ከምዝሰጋገሩ ኣብቲ መድረኽ መርሃ ግብሪ ተገሊፁ፡፡

መርኣያ ንዝኾኑ ሓሙሽተ ኢንተርፕራይዛት ሽልማት ዋንጫን ሜዳሊያን ከምዝተውሃበ ምግላፁ ካብ ኮሙኒኬሽን ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ መረዳእታ የመላኽት፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.