Fana: At a Speed of Life!

እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።

ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ን1 ሺሕ ዓማውቲ እንትፈስስ ዝነበረ ሩባ ኣባይ ንሃገርና ዓቕሚ ለምዓት ንምዃን በሪ ዝተኸፈተሉ ታሪኻዊ ዕለት ብሓባር ንምዝካር ኣብቂዑና ኢሎም።

እምነ ኩርናዕ ካብ ዝንበረሉ ኣትሒዙ እቲ ግድብ ወሰንቲ ከይዲታት ህንፀት ብምሕላፍ ኣብዚ ሐዚ እዋን ቅድመ ሓይኒ ናብ ዘፈልፍለሉ ምዕራፍ ምስጋሩ እወን ገሊፆም።

ኣብቲ ታሪኻዊ ጉዕዞ ህንፀት፥ ኩለ መዳይ ደገፍ ህዝቢ፣ ጠንካሬ ኣመራርሓ መንግስቲ፣ ሓገዝ ዲያስፖራን ሰብ ሞያን ኣመራርሓን እቲ ፕሮጀክት ዝነበሮም ርብርብን ዝነኣድ ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።

ስለዝኾነ ብስም መንግስቲ ንኹሉ አመስጊኖም።

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.