Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ  ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ  ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ሶማሊ ላንድ ከተማ ሃርጌሳ ኣብ ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተፍጥረ ሰብኣዊን ዕንወት ንብረትን ዝተሰምዖም ዓሚቑ ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣዚ ኣፀጋሚ  እዋን  ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሶማሊላንድ  ምዃኖም ኣፍሊጦም።

“ኣብ ክብር ወርሒ ረመዳን ኣብዘለናሉ እዋን እቶም ኪሳራታት ናብ መኽሰብ ክልወጥ ካብ ኣላህ ንፅበ፤  ኣላህ ድማ ናትና እዩ ናብኡ ተመለስቲ ኢና“ ክብሉ ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብይ ገሊፆም።

 

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.