Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትካል ኤርፖርታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 655 ሚሊየን ብር ዝተሰለዐሉ ኣብ ልዐሊ 137 ሄክታር መሬት ዝዓርፍ መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ህንፀቱ ተጀሚሩ።

እቲ ህንፀት ንምክያድ ዘግሊ ካሕሳ ብር 274 ሚሊየን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ከምዝሸፈኖ ተገሊፁ።

እቲ ህንፀት ኣብ ውሽጢ 2 ዓመትን 8 ኣዋርሕን ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኮሚኒኬሽን ከተማ ደብረ ማርቆስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.