Fana: At a Speed of Life!

ንፃውዒት “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ዝተፈላለዩ ስራሕቲ የሳለጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ሃገር” ብዝብል መሪሕ መልእኽቲ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ፃውዒት ምግባሩ ስዒቡ ኣብ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሳለጡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ኣካል ቀዳማይ ዙር ጉዕዞ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኾነን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ዓቢዪ ስግደት ዒድ ኢትዮጵያ” ብዝብል ዘመሓላለፉዎ ፃውዒት ስዒቡ ካብ ፆም ረመዳን፣ ዒድ ኣልፈጥር ጀሚሩ ክሳብ በዓል ዒድ ኣልኣድሃ (ዓረፋ) ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ተሰናዲኡ ኢዩ።

ብምንይችል ኣዘዘው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.