Fana: At a Speed of Life!

ንራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ቅድመ ምድላዋት እናተገበሩ ክዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ቅድመ ምድላዋት እናተገበሩ ክዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ኣሰር ራብዓይ ዓመቱ ከምዝሕዝ ይፍለጥ፡፡

ነዚ ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ “ኣብ ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ዝሃቀንናዮ ሽቶ ንምዕዋት ጥራሕ ዘይኮነ፣ ታሪኽ ዝቕይር ውፅኢት ንምርካብ ፈልሲታት ናይ ምፍራሕ ቅድመ ምድላው እናተገበረ ይርከብ” ክብሉ ምሕባሮም ይዝከር።

ክረምቲ ቅድሚ ምእታዉ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ማይ ዝናብ ንምዕቛርን ምሽርሻር ሓመድ ንምክልኻልን ዝግበር ፃዕሪ ኣዚዩ ተስፋ ዝህብ ከምዝኾነ እውን ኣመልኪቶም ነይሮም፡፡

ካብ ዝቕፅ እዋን ዝናብ ኣቐዲምካ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ንኽግበር እውን ኣተሓሳሲቦም ኢዮም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.