Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉኣቤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።

ንክልተ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝካየድ እቲ ጉባኤ፥ ኣፈፃፀማ ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ መንግስቲ እቲ ክልል ክግምገም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰናይ ምምሕዳርን ትልሚ ልምዓትን ሽዱሽተ ወርሒ እቲ በጀት ዓመት እውን ክግምገም ኢዩ፡፡

እቲ ቤት ምኽ ኣብ ዳግመ ህንፀት ልዝብ ምስ ገበረ ቀፀልቲ ኣንፈታት ከምዘቕምጥን ቀዋሚ ኣከብቲ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.