Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሳነታትን ኣንፈታትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ ውሳነታትን ኣንፈታትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ እቲ ፓርቲን ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ገንዘብን ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ርእሰ ምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ተስፋዬ ይገዙ ከምኡ እውን ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልልን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ቀዳማይ ጉባኤ እቲ ፓርቲ ዝተቐመጡ ኣንፈታት፣ ውሳነታትን ቅዋማትን ሓበራዊ ግንዛበ ክፈጥር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ መራኸቢ ሓፋሽ ዓፋር ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.