Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

እተን ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበላ፥ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኸ ፎሮም ማይ መራሕቲ፣ ሚኒስትራት፣ ፓርላማን ኣባላት ስቪክ ማሕበራትን፣ ውልቀ ሴክተራትን ምሁራን ኢዩ።

ኣብ መደረአን፥ ብዛዕባ ህዳሰ ግድብን ሓምለዋይ ኣሰርን እወን ተዛሪበን።

ሓበራዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝተትሓዙ ሰለስተ ቀንዲቀንዲ ኣካይዳታት፣ ቁርፀኝነት ፖለቲካ፣ ጉዳይ ቴክኒክ ማይ ከምዘኾኑ ብምግላፅ፥ ናይ ፖለቲካ ገፅታ ክወሃቦ ከምዝግባእን ኣድላይነት ምትሕብባርን እወን ኣብሪሀን።

ምስ መንግስቲ ሴኔጋልን ቤት ምኽሪ ማይ ዓለምን መትሕብባር ዝተዳለወ እቲ ፎረም፥ ኣብ 1997 ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ በቢሰለስተ ዓመቱ እንትሳለጥ ፀኒሑ ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.