Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ብሔራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ምስ ባንኪ ኣዋሽ ንምስራሕ ኸቲሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ብሔራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ምስ ባንኪ ኣዋሽ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕነት ኸቲሙ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ዘንበሩ ዋና ዳይሬክተር ፕሮጀክት ብሔራዊ መለለዪ መንነትን ዮዳሄ ዘሚካኤል፥ እቲ ታሴራ ብዝወሃቦ ፍሉይ ቁፅሪ ምኽኒያት ውልቀሰባት ንምፍላይ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ትካላት ፋይናነስ ዝግበር ምጭብርባር ከምዝከላኸል አወን ሓቢሮም።

ምስ መለለዪ መንነት፣ መንጃ ፍቃድን ባንኪን ከምኡውን ካልኦት ኣገልግሎታት ብምትእስሳር ዓማዊል ብቐሊሉ መንነቶም ተፈሊዩ ኣገልግሎት መርካብ ከምዘኽእል ሓቢሮም።

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.