Fana: At a Speed of Life!

እቲ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ዝህብ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ርእስ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ሓዊሱ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘበን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን ዶክተር እዮብ ተካልኝን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ተረኺቦም።

ኣብቲ ክልል ብህዝቢ ዝቐርቡ ሕቶታት ንቐፃሊ ግብኣት ስራሕ ብምዃን ከገልግሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ እቲ ክልል ብምርግጋፅ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ትኹረት ብምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ዝሓበሩ እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣብቲ ክልል ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ዘተ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ከምዝህብ ገሊፆም።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.