Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና  ኣብ ጉባኤኡ ዘቐመጦም ኣንፈታት ኣብ ምፍፃም ህዝቢ ልዑል ብፅሒት ኣለዎ- ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታት፣ ኣንፈታትን ቅዋማትን መበገሲ ብምግባር ዘተ ይግበር ኣሎ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣሻድሊ ሓሰን፣ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ተረኺቦም።

ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፓርቲ ብልፅግና መላእ ኢትዮጵያውያን ማዕረ ዘሳተፈ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

እቲ ፓርቲ ዘቐመጦም ኣንፈታት ንምፍፃም ካብ ኣመራርሓ ብተወሳኺ ህዝቢ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.