Fana: At a Speed of Life!

“ምብርኻት ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብሉናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ድሬዳዋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ̋ኣብ ድሬዳዋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ “ምብርኻት ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብሉናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን ሚኒስትር  ትራንፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ሓዊሱን ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ኣካቢ ኮሚቴ ምትሕብባር እታ ከተማ ከንቲባ ከድር ጁሀር ተረኺቦም።

ብተወሳኺ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ኣመራርሓ ፓርቲ በልፅግናን ነበርቲ እቲ ምምሕዳርን ይሳተፉ ኣለዉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.