Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ምስ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ ዓለም እቲ ባንኪ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም።

ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ታውፊላ ንያማድዛቦ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉን ብደገፍ እቲ ባንኪ ዝስርሑ ዘለዉን ንቐፃሊ ዝስርሑን ፕሮጀክትታት ውፅኢታዊ ዘተ ከመዝገበሩ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.