Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት፣ ስቪል ሰራሕተኛታትን ክፍሊታትን ብዋና መምርሒ ጥዕና ሚኒስቴር መክልኻል ሃገር ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምሃብ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት መክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ጋሻ እቲ መድረኽ ኮይኖም ከምዝተረኸቡ ካብ ሰራዊት ምክኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.