Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ዓፋር ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ጀሚሩ።

እቲ ጉባኤ ክሳብ 14 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ትፅት ኣሎ።

ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ ኣፈፀምቲ ኣካላት ብምዝታይ ቀፀልቲ ኣንፈታት ምቕማጥ፤ ካብ ዛዕባታት እቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከምዝርከቡዎ እውን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.