Fana: At a Speed of Life!

 ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ  ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ታውፊላ ንያማድዛቦ ተዛቲየን።

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ትልሚታት ልምዓት ምዝታዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እተን ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብዛዕባ እትትግብሮ ዘላ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት መብርሂ ከምዝሃባ ድማ ተሓቢሩ።

ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ንእተካይዶ ምንቅስቓስ ልምዓት ልዑል ደገፍ ገንዘብ ካብ መንጎ ዝገብሩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ከምዝኾነት ይፍለጥ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.