Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጀኒ ተረኺን ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ብሰንኪ ኲናት ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ መሊስካ እግሪ ንምትካልን ዜጋታት ካብ ድኽነት ንክወፅኡ ምስ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ብዝተዛመደ ከምዝኾነ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.