Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምዕሳል ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ምስ ኣመራርሓታት ቦርድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።

እቲ ልዝብ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደን ልኡኽቶ ሰላሞም ከይዋፅኡ ኣብ ዝገብሩዎም ማሕለኻታት ዙርያ ዘድሀበ ኢዩ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ኣይተ ብናልፍ ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምዕሳል ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎም ብምግላፀ፤ እዚ ስራሕ ብዕዉት ኩነታት ንኽፅኡ መንግስቲ ኣብ ጎኖም ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡

ኣመራርሓታት ቦርድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብግደኦም፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተርኣዩ ዝርከቡ ፀገማት ሰፋሕቲ ከምዝኾኑ ብምፅራሕ፤ ንመፍትሒኦም ብሓባር ምስራሕን ምርብራብን ይግባእ ምባሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.