Fana: At a Speed of Life!

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ  234 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

እቶም ተምሃሮ 22 መስከረም 2014 ዓ.ም ከምረቑ ዝግበኦም ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ብምኽኒያት ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትምህርቶም ተኣጓጒሉ ናይ መመረቒ ጊዜኦም ከምዝተናውሐ ተገሊፁ።

እቶም ተምሃሮ ብመሰረት ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝገበሮ ምደባ ዝተረፎም ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ማርቆስ ከምዝዛዘሙ ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.