Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መርግጋፅ ሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ፍትሒ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን።

ኣብ ፅሬት ሀንፀት ፕሮጀክትታት፣ ምምሕያሽ ኣወሃህባ ኣገልግሎት፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይን ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ምጥንኻር፣ ዕውትነት ብሄራዊ ምርድዳእ እቶም ኣባላት ዘለዎም ግደ ብኣግባቡ ንክዋፅኡ ኣተሓሳሲበን።

ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.