Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ኣኼባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ መበል ዓስራይ ህፁፅ ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ።

እቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኢዩ ኣኼብኡ ጀሚሩ።

19 ለካቲት 2014 ዓ.ም ዝተሳለጠ ቃለ ጉባኤ መርሚሩ ብምፅዳቕ ዝተጀመረ እቲ ኣኼባ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምልዛብ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዝርእዮም ኣጀንዳታት፥ ኣንፈት ስራሕ ቀፀልቲ ኣዋርሕ፣ ወፃኢአን ምሽፋን ንዘይከኣላ ወረዳታት ድጎማ በጀት ንምግባር ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ምዝታይ ዝብሉ ይርከብዎም።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብዚኦም ካልኦት ኣጀንዳታትን ከምዝዛተ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.