Fana: At a Speed of Life!

ሃገራት ብምውራር ብዙሓት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን-ኣቐባሊ ቃል ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራቅ ሓዊሱ ሃገራት ወፃኢ ብምውራር ኣብ ዓለም ብ100 ኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ክሬምሊን ዲሜትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም።

ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ “ፑቲን ገበነኛ ኲናት ኢዮም” ምባሎም ስዒቡ  ክሬምሊን ኣብቲ ጉዳይ ምላሽ ሂባ።

ዲሜትሪ ፔስኮቭ ከምዘበልዎ፥ ካብ ኣሜሪካ ዝውርወር ከምዚ ዓይነት ርእይቶ ተቐባልነት ኣይብሉን።

ኢራቅ ሓዊሱ ሃገራት ወፃኢ ብምውራር ኣብ ዓለም ብ100 ኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን ክብሉ ተዛሪቦም ክብል ኣር ቲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.