Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትየጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶዝ ክታበት ፋይዘር ኮቪድ-19 ንኢትየጵያ ሓገዝ ምግባራ ገሊፃ።

እቲ ሓገዝ ኣሜሪካ ብብርኪ ዓም ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ብሓገዝ ዝተረኸበ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብዚ ሰሙን ብጥምረት ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ተሓቢሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.