Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ንሃገራት ወፃኢ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ኣቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንሃገራት ምብራቕ ኣውሮፓ፣ ምዕራብን ማእኸላይን ኤሲያ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ።

እታ ሃገር ምስ ዩክሬን ብዝተዛመደ ዝንበሩላ ማዕቐባት ይውስኹ ብምህላዎም ስዒቡ ናይ ባዕላ ናይ ምግቢ ድልየን ንምሕላው ብምሕሳብ እቲ ስጉምቲ ከምዝወሰደት ገሊፃ።

ስለዝኾነ ክሳብ ሰነ 30 ዓ.ም.ፈ ፍሪያት ስርናይ፣ ኣጃ፣ ስገምን ቆሎን ናብተን ሃገራት ከምዘይትልእኽ ኣፍሊጣ።

ብተወሳኺ ክሳብ 31 ነሓሰ ዓ.ም.ፈ ፃዕዳን ጥረን ሽኮር ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዘይትልእኽ ገሊፃ ኣላ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.