Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ፀጋ ኣራጌ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንኣይተ ፀጋ ኣራጌ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ገይሮም ሾይሞምዎም።

ካብዚ ብተወሳኺ፥ ዶክተር ንጉሴ ምትኩ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮጵያ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.