Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉን ኣብ ሃርሱማን ኣፍዴራን ዝተዓቖቡን 7 ሺሕን 500 ዜጋታት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኮሚቴ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉን ኣብ ሃርሱማን ኣፍዴራን ዝተዓቖቡን 7 ሺሕን 500 ዜጋታት ሓገዝ ተገይሩ።

ተጠቀምቲ እቲ ሓገዝ ካብ ከባቢታት ኣብዓላ፣ በርሃሌ፣ ማጋሌን ኢሪብቲን ዝተመዛበሉ ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡

ጉጅለ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኮሚቴ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ብምዃን፥ ን7 ሺሕን 500 ዜጋታት ዝተፋላለዩ ሓገዛት ከምዝተገበሩ ካብ ማሕበር ቀይሕመ ስቀል ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.