Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።

ኣብታ ከተማ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ከምኡውን 3 መጋቢት ስነ ሰርዓት ምፍናው ኣስከረሬን ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተፈፂሙ ኢዩ ኢሉ።

ብተመሳሳሊ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 19 ጊዘ ዘዳለዎ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ።

ብሓፈሻ ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም ክበል እቲ ሓበራዊ ግብረ ገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.