Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ሳፋሪኮም ስምምዕነት ክራይ መስመር ኦፕቲካል ፋይበር ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሳፋሪኮምን ክልቲኦም ትካላት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ክራይ መስመር ኦፕቲካል ፋይበር ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሸብር ባልቻን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሳፋሪኮም ሚስተር ኣንዋር ሶውሳ ኢዮም ፈሪሞምዎ፡፡

ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ 4097 ኪሎ ሜትር፣ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ 2078 ኪሎ ሜትሮ ከምኡ እውን 2904 ኪሎ ሜትሮ ክራይ መስመር ኦፕቲካል ፋይበር ዘጠቓልል ስምምዕነት ከምዝኾነ ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.