Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋን ምስ ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋን ምስ ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዛተዩ ኣለዉ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ቀበሌታት እታ ከተማ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ከምዝተረኸቡ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ድሬዳዋ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን እውን ነበርቲ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ሓሳቦም እናሃቡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.