Fana: At a Speed of Life!

ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሱሉልታ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ።
እቲ ዘይቲ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍቲሽ ኣብ ኣርባዕተ ሹቓት ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሞ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።
ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።
እቲ ዝተትሓዘ ዘይቲ ብነባር ዋጋ ንሕብረተሰብ ከምዝተሸጠ እውን ተገሊፁ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.