Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝተገበረ ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ቆርቆሮ ኣዳማ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝተገበረ ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ቆርቆሮ ኣዳማ መሪቖም።
እቲ ፋብሪካ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝኣትዉ ፍሪያታት ሓፂነ መፂን ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ እንትኣቲ ን3 ሺሕ ሰባት ናይ ስራሕ ዕድል ከምዝፈጥር ድማ ተገሊፁ።
አዳማ ቆርቆሮ ፋብሪካ በ2003 ዓ.ም በ40 ቢሊየን ብር ካፒታል ነበር ወደ ስራ የገባው ።
ፋብሪካ ቆርቆሮ ኣዳማ ኣብ 2003 ዓ.ም ብ40 ቢሊየን ብር ካፒታል ናብ ስራሕ ዝኣተወ እንትኸውን፥ እቲ ፋብሪካ ስራሕ እንትጅምር ኣብ ዓመት ናይ ምፍራይ ዓቕሙ 30 ሺሕ ቶን ከምዝነበረ ተሓቢሩ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.