Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 400 ሺሕ ሄክታር መሬት ልምዓት መስኖ ስርናይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 400 ሺሕ ሄክታር መሬት ልምዓት መስኖ ስርናይ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ልምዓት ዘራእቲ ኢሳያስ ለማ፥ ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ስርናይ በፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ከምዝተተለመ ተዛሪበም።

ነዚ ስዒቡ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝኣቲ ፈሪያት ስርናይ ብፈሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ መስ ሰብ ሃፍቲን ሓረስቶትን በምትሕብባር ክስራሕ ከምዝፀንሐ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብብርኪ ሃገር ንልምዓት ስርናይ 180 ሺሕ ሄክታር መሬት ኣብ ረብሓ ከምዝወዓለ ብምዝኽኻር፥ ሎሚ ዘበን ስፍሓት እቲ መሬት ናብ 400 ሺሕ ክብ ከምዘበለ ኣብሪሆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.